YouVersion လိုဂို
ရွာရန္ အိုင္ကြန္

ዘፍጥረት 1:26-27

ዘፍጥረት 1:26-27 ትመ15

እግዚኣብሄር ከዓ “ብመልክዕና ኸም ምስልና ሰብ ንፍጠር። ንዓሳ ባሕርን ነዕዋፍ ሰማይን ንእንስሳን፥ ንዅላ ምድርን ንዅሉ ኣብ ምድሪ ዝንቀሳቐስን ይግዝኡ” በለ። እግዚኣብሄር ድማ ብመልክዑ ንሰብ ፈጠረ፤ ብመልክዕ እግዚኣብሄር ፈጠሮ፤ ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ድማ ፈጠሮም።

ዘፍጥረት 1:26-27 အဖို႔ က်မ္းပိုဒ္ဓာတ္ပုံမ်ား

ዘፍጥረት 1:26-27 - እግዚኣብሄር ከዓ “ብመልክዕና ኸም ምስልና ሰብ ንፍጠር። ንዓሳ ባሕርን ነዕዋፍ ሰማይን ንእንስሳን፥ ንዅላ ምድርን ንዅሉ ኣብ ምድሪ ዝንቀሳቐስን ይግዝኡ” በለ።
እግዚኣብሄር ድማ ብመልክዑ ንሰብ ፈጠረ፤
ብመልክዕ እግዚኣብሄር ፈጠሮ፤
ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ድማ ፈጠሮም።