1
ግብሪ ሃዋርያት 7:59-60
መፅሓፍ ቅዱስ
ብእምኒ ቐጥቂጦም ክቐትልዎ እንተለዉ ኸዓ እስጢፋኖስ “ኦ ጐይታ ኢየሱስ! ንነፍሰይ ተቐበላ” ኢሉ ፀለየ። ተንበርኪኹ ኸዓ ብዓብዪ ድምፂ “ኦ ጐይታ፥ ነዙ ሓጢኣት እዙይ ኣይትቝፀረሎም” በለ። እዙይ ምስ በለውን ዓረፈ።
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ግብሪ ሃዋርያት 7:59-60
2
ግብሪ ሃዋርያት 7:48-50
ከምቲ ነቢይ፦ ‘ሰማይ ዙፋነይ እዩ፤ ምድሪ ኸዓ መርገፂ እግረይ እያ፤ ከመይ ዝበለ ቤት ደኣ ኢኹም እትሃንፁለይ? ይብል እግዚኣብሄር፤ ከመይ ዝበለ ስፍራኸ እዩ እቲ ኣነ ዝዓርፈሉ? ነዝ ዅሉ ነገራትስ ኢደይዶ ኣይኮነን ዝገበሮ?’ ዝበሎ፥ እቲ ልዑል እግዚኣብሄር፥ ብኢድ ሰብ ኣብ ዝተሃንፀ ቤት ኣይነብርን እዩ።
Nyochaa ግብሪ ሃዋርያት 7:48-50
3
ግብሪ ሃዋርያት 7:57-58
ንሳቶምውን ዓው ኢሎም ድምፂ እናስምዑ፥ ኣእዛኖም ደፊኖም ድማ፥ ብሓደ ልቢ ኾይኖም ናብኡ ጐየዩ። ካብታ ኸተማ ኣውፂኦም ከዓ፥ ብእምኒ ቐጥቂጦም ቀተልዎ፤ እቶም ዝቐተልዎ ድማ፥ ክዳውንቶም ኣብ ጥቓ ኣእጋር ሳውል ዝበሃል ጐበዝ ኣንበሩ።
Nyochaa ግብሪ ሃዋርያት 7:57-58
Ulo
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ
Vidiyo