1
ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4
መፅሓፍ ቅዱስ
ስለዙይ ኣቱም ኣሕዋትና፥ ነዝ ጉዳይ እዙይ ክንሸሞም፥ ካባኻትኩም ብፅቡቕ ዝተመስከረሎም፥ መንፈስ ቕዱስን ጥበብን ዝመልኦም፥ ሸውዓተ ሰባት ሕረዩ፤ ንሕና ግና ኣብ ፀሎትን፥ ኣብ ምምሃር ቃሉን፥ ክንተግህ ኢና” በልዎም።
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4
2
ግብሪ ሃዋርያት 6:7
ቃል እግዚኣብሄር ድማ እናሰፍሐን እናተባፅሐን ከደ፤ ቍፅሪ እቶም ደቀ መዛሙርትውን፥ ኣብ ኢየሩሳሌም የመና እናበዝሐ ኸደ፤ ካብ ካህናትውን ብዙሓት ኣመኑ።
Nyochaa ግብሪ ሃዋርያት 6:7
Ulo
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ
Vidiyo