1
ዮሃንስ 18:36
መፅሓፍ ቅዱስ
ኢየሱስ ድማ “መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኮነትን፤ መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ እንተ እትኸውንስ፥ ናብ ኣይሁድ ከይወሃብ፥ ወታደራተይ ምተዋግኡለይ ነይሮም። ሕዚ ግና መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኮነትን” ኢሉ መለሰ።
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ዮሃንስ 18:36
2
ዮሃንስ 18:11
ኢየሱስ ድማ ንጴጥሮስ “ሰይፍኻ ናብ ሰገባኡ ምለስ፤ ነቲ ኣቦይ ዝሃበኒ ፅዋዕ ኣይሰትዮን ድየ?” በሎ።
Nyochaa ዮሃንስ 18:11
Ulo
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ
Vidiyo