ኢየሱስ ድማ “ተስእ! ዓራትካ ተሸኪምካ ኺድ” በሎ። እቲ ሰብኣይ ከዓ ሽዑ ንሽዑ ሓወየ፤ ዓራቱ ተሸኪሙውን ከደ። እታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ሰንበት ነበረት።
阅读ዮሃንስ 5
聆听 ዮሃንስ 5
分享
对照所有译本: ዮሃንስ 5:8-9
保存经文、离线阅读、观看讲道视频,还有更多!
主页
圣经
计划
视频