Logótipo YouVersion
Ícone de pesquisa

ሉቃስ 19:39-40

ሉቃስ 19:39-40 ትመ15

ኣብ ማእኸል እቲ ህዝቢ ዝነበሩ ገሊኣቶም ፈሪሳውያን ግና “መምህር፥ ንደቀ መዛሙርትኻ ገስፆም” በልዎ። ንሱ ድማ “እዚኣቶም ስቕ እንተ በሉ እኳ፥ እዞም ኣእማን ዓው ኢሎም ድምፂ ኸስምዑ እዮም፥ እብለኩም ኣለኹ” ኢሉ መለሰሎም።