YouVersion Logo
Search Icon

ግብሪ ሃዋርያት 15:8-9

ግብሪ ሃዋርያት 15:8-9 ትመ15

እቲ ልቢ ዝፈልጥ ኣምላኽ፥ ከምቲ ንኣና ዝሃበና፥ ንኣኣቶምውን መንፈስ ቅዱስ ብምሃቡ፥ ከም ዝተቐበሎም መስከረሎም። ልቦም ብእምነት ስለ ዘንፅሀ፥ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኣቶምን፥ ሓንቲ እኳ ኣይፈላለየን።

Free Reading Plans and Devotionals related to ግብሪ ሃዋርያት 15:8-9