1
ግብሪ ሃዋርያት 22:16
መፅሓፍ ቅዱስ
ሕዝኸ እንታይ ትፅበ ኣለኻ? ተስእሞ፥ ስም ጐይታ እናፀዋዕኻ ተጠመቕ፤ ካብ ሓጢኣትካውን ተሓፀብ” በለኒ።
Compare
Explore ግብሪ ሃዋርያት 22:16
2
ግብሪ ሃዋርያት 22:14
ንሱ ኸዓ፥ ፍቓዱ ኽትፈልጥን፥ ነቲ ፃድቕ [ክርስቶስ] ከዓ ኽትሪኦን፥ ካብ ኣፉውን ቃል ክትሰምዕ ኣምላኽ ኣቦታትና ሓረየካ።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 22:14
3
ግብሪ ሃዋርያት 22:15
እዙይ ድማ፥ በቲ ዝረአኻዮን ዝሰማዕኻዮን ኣብ ቅድሚ ዅሉ ሰብ ምስክር ምእንቲ ኽትኮኖ እዩ።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 22:15
Home
Bible
Plans
Videos