1
ግብሪ ሃዋርያት 19:6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ጳውሎስ ኢዱ ምሰ ኣንበረሎም ድማ፥ መንፈስ ቅዱስ ኣብኣቶም ወረደ። ሽዑ ብቛንቋታት ተዛረቡን ተነበዩን።
Compare
Explore ግብሪ ሃዋርያት 19:6
2
ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12
እግዚኣብሄር ከዓ ብኢድ ጳውሎስ ብዙሕ ዘደንቕ ተኣምራት ይገብር ነበረ። እንሆ ድማ፥ መንዲል ወይ ክዳን ካብ ሰብነቱ ወሲዶም፥ ኣብቶም ሕሙማት የንብሩ እሞ፥ ሕማሞም ይሓድጎም፤ ርኹሳት መናፍስቲ እውን ካብኣቶም ይወፁ ነበሩ።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12
3
ግብሪ ሃዋርያት 19:15
እቲ ርኹስ መንፈስ ድማ “ንኢየሱስ እፈልጦ፤ ንጳውሎስውን እፈልጦ እየ፤ ንስኻትኩም ደኣ እንታዎት ኢኹም?” በሎም።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 19:15
Home
Bible
Plans
Videos